top of page

ኮመመ
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣቀማምጣ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ዝተረፈ ዕድመኻ ዘሕልፎ ፍጹም መጻምድቲ ምርካብ ክሳብ ክንደይ በዳሂ ምዃኑ ኣስተውዕል ።
ናይ ብሕቲ ጉዳይ
ብ Global association ዝካየድ ብፈተውቲ ዓባይ ኣኽርያ ዝተፈጥረ ናይ ሓዳር ኣገልግሎት እዩ።
ኮመመ
ተራ፡ ነቲ ባዶነት ኣብ ምትእስሳር ውልቀሰባት ኣብ ሕልሚ ድሌታቶም ምምላእ እዩ ፣ ነቲ ዝተረፈ ናይ ሓዳር ህይወቶም ኣብኡ ከሕልፍዎ ዝኽእሉ ምቹእ መጻምድቲ ምብጻሕ እዩ።
ኮመመ
ኣብ ኩሉ ዓለም ከምዚ ንሕና KSA, North America, Canada, UK, Sweden, Germany, Holland, Egypt, Indonesia, Ethiopia & Eritrea ከምኡ ውን።
ኩሉ ንረኽቦ ውልቃዊ ሓበሬታ ብዝለዓለ ምስጢራዊ መንገዲ ይሕሎ ።
bottom of page